ምስ ጉዳያት ፖሊስ ዝተኣሳሰሩ ጠለባት

ምስ ፖሊስ ብሰንኪ ዝተኣሳሰሩ ጉዳያት ደሃይ ናይ ዘጥፍኡ ሰባት ደሃይ ኣብ ምግባር ክንተሓጋገዝ ከምዘይንኽእል ብትሕትና ነፍልጥ፤ ንኣብነት ምጥፋእ ደሃይ ናይ`ቶም ገበናዊ ተገባራት ዝተጠርጠሩ ሰባት። ከም`ዚኣቶም ኣብ ዝኣመሰሉ ህጹጽነት ዘለዎም ጠለባት፡ ብኽብረትኩም ርክብኩም ብቐጥታ ምስ ፖሊስ ይኹን፦
http://www.police.be/en (ብቛንቋ እንግሊዝ)፣
http://www.police.be/fr (ብቛንቋ ፈረንሳ)፣
http://www.politie.be (ብቛንቋ ዳች)።