ምስ ታሪኽ ዝተኣሳሰሩ ዳህሳሳውያን ገምጋማትን መጽናዕትታትን

ምስ ታሪኽ ዝተኣሳሰሩ መጽናዕትታትን ንምክያድ ሓሊንኩም ደሃይ ኣባላት ስድራ-ቤትኩም ከነጣይቐልኩም ትደልዩ እንተሃሊኹም፡ ኣብ`ዚ መዳይ እዚ ክንሕግዘኩም ከምዘይንኽእል ምስ ናይ ይቕሬታ ነፍልጥ። ኣብ ክንዳኡ ግን ኣብ መዳይ ስነ-ታሪኻዊ መጽናዕቲ ንዝነጥፍ ኣብ ከባቢኹም ዝርከብ ትካል ተወከሱ፤ ንኣብነት፦

  • ማሕበራት ባህላዊ ውርሻ፣ ከምኡ`ውን
  • ጕጅለታት ታሪኽ ከባቢ።