ምስ ስነ-ትውልዲ ድዩስ ምስ ታሪኽ ስድራ-ቤት ዝተኣሳሰር መጽናዕቲ

ምስ ስነ-ትውልዲ ድዩስ ምስ ታሪኽ ስድራ-ቤት ዝተኣሳሰር መጽናዕቲ ንምክያድ ሓሊንኩም ደሃይ ኣባላት ስድራ-ቤትኩም ከነጣይቐልኩም ትደልዩ እንተሃሊኹም፡ ኣብ`ዚ መዳይ እዚ ክንሕግዘኩም ከምዘይንኽእል ምስ ናይ ይቕሬታ ነፍልጥ። እዘን ቀጺለን ተዘርዚረን ዝርከባ ትካላት ኣብ`ዚ መዳይ እዚ ክተሓጋገዛኹም ተኽእሎ ኣሎ፦