ምጥፋእ ደሃይ ድሕሪ ምውሃብ ውሳኔ ቤት-ፍርዲ ወይ ብይን

ደሃይ ናይ ገለ ብድሕሪ ምውሃብ ውሳኔ ቤት-ፍርዲ ሃለዋቶም ዝተሳእነ ኣባላት ቤተ-ሰብ ትሓቱ እንተሃሊኹም፡ ኣጋጣሚ ኰይኑ ኣብ`ዚ መዳይ እዚ ክንሕግዝ ኣይንኽእልን ኢና (ንኣብነት ብዛዕባ ናብዮት ወይ ቀለብ ቈልዓ)። ኣብ ክንዳኡ ግን ኣብ`ቶም መስርሓት ዳንነት ንዝተሓጋገዙኹም ጠበቓታትኩም ኣማኽሩ።