ንመስርሕ ምቕራብ መመልከቲ ሕቶ ዕቝባ ዘራጕድ ሰነዳዊ ጭብጢ ምቕራብ

ንመስርሕ ምቕራብ መመልከቲ ሕቶ ዕቝባኹም ንምርጓድ፡ ማለት ሰነዳዊ ጭብጢ ንምቕራብ፡ ብምሕላንኩም ደሃይ ኣባላት ስድራ-ቤትኩም ከነጣይቐልኩም ትደልዩ እንተሃሊኹም፡ ኣብ`ዚ መዳይ እዚ ክንሕግዘኩም ከምዘይንኽእል ምስ ናይ ይቕሬታ ነፍልጥ። ኣብ ክንዳኡ ግን ንስነ-ሕጋዊ ጠበቓ ተወከሱ።

ኣብ ጉዳያት ዕቑባት ስደተኛታት ፍሉይ ሞያ ብዛዕባ ዘለዎም ጠበቓታት ዝርዝራዊ ሓበሬታ ክትረኽቡሉ እትኽእሉ ገጽ መርበብ ሓበሬታ እንሆ፦
www.advocaat.be/Thema-s/Vreemdelingenrecht (ብቛንቋ ዳች)።