ምድላይ ደሃይ

Restoring Family Links ኣብ መስርሕ ምድላይ ናይ’ቶም ደሃይ ዘጥፍኡ ኣባላት ቤተ-ሰብኩም ከምኡ`ውን ምስ ኣባላት ስድራ-ቤትኩም ዳግማይ ደሃይ ንኽትገባበሩ ይተሓጋገዘኩም።

ምስ ካልኦት ማሕበራት ቀይሕ መስቀልን ቀይሕ ወርሕን ከምኡ’ውን ኣብ ዞባታት ኲናት ምስ ዝነጥፉ ፍሉያት ልኡኻት ብምትሕብባር ንሰርሕ። ውልቃዊ ሃለዋትን ባህላዊ ኣተራጕማን ናይ ዝምልከቶ ውልቀ-ሰብ ኣብ ግምት ብምእታው፡ ኵላቶም ዝቐርቡ ጠለባት ከም ምስጢራት እዮም ዝረኣዩ። 

ኣባላት ስድራ-ቤትኩም ብዝዀነ ይኹን ካብ`ዞም ቀጺሎም ዝጥቀሱ ምኽንያታት ደሃይ ምስዘጥፍእ፡ ደሃዮም ብምርካብ ኰነ ቀጺልኩም ደሃይ ሓድሕድኩም ከምእትረኽቡ ብምግባር ክንሕግዘኩም ንኽእል ኢና፦